Intro
TIGRINJA

ሳልሳይ ኣርእስቲ። ጥዕና

Edvard Munch©Munch-museet/Munch-Ellingsen gruppen/BONO 2006. O. Væring Eftf. Edvard Munch©Munch-museet/Munch-Ellingsen gruppen/BONO 2006. O. Væring Eftf.

ጥዕና። ሕማም ዘይምህላው እዩ፣ ኣብ ሕማም ዝህሉ ርእይቶታት። ኣብ ዝተፈላለዩ ግዝያትን ኣብ ዝተፈላለዩ ቦታታትን ዝተፈላለየ ኣመለኻኽታ ክህሉ ይኽእል፣

እዚ ዌብሳይት'ዚ=። መወሰኽታ ናይቲ ኣብ መምሃሪ መጽሓፍ ዝርከብ ሳልሳይ ኣርእስቲ  እዩ፣ ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ድማ ብዝያዳ ከተንብቡ ትኽእሉ፣

  • ሓጺር ታሪኽ ኣገልግሎታት ጥዕና ኖርወይ
  • ጥንሲ
  • ብርእሰ-ውሳኔ ዝግበር ምንጻል ጥንሲ
  • ምክልኻል ጥንሲ
  • ክታበት ቆልዑ
  • ምምራጽ ሆስፒታል
  • ቀመምትን ብቀመምቲ ዝስርሑ መድሃኒትን
  • ቁጥዐ ኣካል (ኣለርጂ)

Ansvarlig for disse sidene J.W. Cappelens Forlag AS. Læremidlet er utviklet med støtte fra Utdanningsdirektoratet. Tilbakemeldinger: intro@cappelen.no