Intro
TIGRINJA

ሻዱሻይ ኣርእስቲ። ቆልዑን ቤተሰብን

ቀደም። ብዙሓት ኖርዌጃውያን። ብፍላይ ኣብ ገጠር። ምስ ቀረባ ኣዝማድ ብሓደ ይነብሩ ነይሮም፣ ኣብዚ ግዜ'ዚ። ብዙሓት ዝተፈላለዩ ዓይነታት ቤተሰብ ይርከቡ፥ ኑክሌሳዊት ቤተሰብ (ኣቦ። ውሉድ። ኣቦ። ኣደ። ሓጐታት)፤ ቆልዑ ዘለውዎ ሓደ ወላዲ (ኣቦ ወይ ኣደ)፤ ቆልዑ ዘይብሎም መጻምድቲ ከምኡውን ዘይተመርዓው እዮም፣ መብዛሕቶም ሰባት። ምስ ቀረባ ቤተሰቦም ብቐጻሊ ርክብ ይገብሩ እዮም፥ ኣባላት ቤተሰብ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ናይዛ ሃገር ኮይኖም ተፈላልዮም ክነብሩ ድማ ዘይልሙድ ነገር ኣይኮነን፣ ቀረባ ቤተሰብ። ኣብ ዓበይቲ በዓላትን ኣገደስቲ ጽምብላትን። ኩሉ ግዜ። ብሓደ ኮይኖም የሕልፍዎ፣ ፋይናንስን መንበሪ ኣባይትን። ኣብ መነባብሮ ቤተሰብ ኣገዳሲ ተራ ይጻወት፥ ብዛዕባ እዚ ድማ ኣብዘን ገጻት እዚኤን ብዝያዳ ከተንብቡ ትኽእሉ ኢኹም፣

©Lise Åserud/Scanpix©Lise Åserud/Scanpix

እዚ ዌብሳይት'ዚ። መወሰኽታ ናይቲ ኣብ መጽሓፍ ትምህርቲ ዝርከብ ሻዱሻይ ኣርእስቲ እዩ፣ ብዛዕባ እዞም ዝስዕቡ ኣርእስታት ብዝያዳ ከተንብቡ መታን ክትክእሉ ድማ እንሆ፥

  • ገዛ ንምዕዳግ ዝውሰድ ልቓሕ (ሞርጌጅ)
  • ናይ ገዛእ-ርእስኻ ገዛ ምውናን
  • መድሕን ንብረት ገዛ
  • ባጀት
  • ኣበል ሓገዝ ቆልዓ
  • ናይ ገንዘብ ሓገዛት
  • ናይ ጥንሲ ዕረፍትን ንወላዲ ዝውሃብ ረብሓን
  • ግዱድ መርዓ

Ansvarlig for disse sidene J.W. Cappelens Forlag AS. Læremidlet er utviklet med støtte fra Utdanningsdirektoratet. Tilbakemeldinger: intro@cappelen.no